ሮቡዕ , 28 መስከረም 2022
ሓደሽ ትሕዝቶ

ሓድሽ

ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ ባይቶ ው.ሓ.ኤ

ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ ባይቶ ው.ሓ.ኤ ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ው.ሓ.ኤ)፣ ብዕለት 09 ሓምለ 2022፣ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣቦ መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብጻይ ተስፋይ ኣለም ፣ ኣብ መኽፈቲ እቲ ኣኼባ ንተሳተፍቲ ኣኼባ ናይ እንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ብምሃብ ፣ ብምኽንያት ኣጋጣሚ ብዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ንብጾት ኣመንቲ ምስልምና ናይ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ው.ሓ.ኤ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ መዓልቲ ሰማእታት ዝቐረበ መደረ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ

ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ መዓልቲ ሰማእታት ዝቐረበ መደረ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ሎሚ ዕለት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማአታት ኤርትራ ንምኽባር ኣብዚ ተረኺብና ዘሎና ነቲካብ ሓምሳታት ጀሚሩ ቀጺሉውን ሳላሳ ዓመታትት ዝወሰደ ናይ ነጻነት ውግአን ድሒሩውን በቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝወስዶ ዘሎ ደማዊ ውጋኣት ዝተሰዉኡን ዝስዉኡ ዘለዉን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ንምዝካር …

ዝተረፈ ኣንብቡ

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብመኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብመኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ዝኸበርኩም ዕዱማት፣ ዝኸበርኩም መራሕቲ ሃይማኖት ዝኸበርኩም ኣባላት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝኸበርካ መላእ ተቓላሳይ ህዝብና፣ ሎሚ 20 ሰነ ዕለተ ኩሎም ሰማእታት ኤርትራ፡ ምእንቲ ‘ቶም ንራህዋን ውሕስነትን መላእ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈሉ፣ ምእንቲ ህዝባዊ ዕላማ እታ እንኮ ሂወቶም ዝመጠው ሰማእታት ንምዝካርን …

ዝተረፈ ኣንብቡ