ሮቡዕ , 28 መስከረም 2022
ሓደሽ ትሕዝቶ

ሓድሽ

ሽዱሽተ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ውዳባት ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ህሉው ጥሕሰት ዶብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ

ሽዱሽተ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ውዳባት ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ህሉው ጥሕሰት ዶብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ገዛኢ ስርዓት ጃንዳ፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት እሳያስ ኣፍወርቂን ጭፍራኡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ንህዝቢ ኤርትራ ብጭካነ ረጊጽካ ብምምብርካኽ ንምግዛእን ከምኡ’ውን ንምውራድን፡ ብኽብርን ነጻነትን ኣብ ሃገሩ ናይ ምንባር መሰረታዊ መሰሉ ሓሪምዎ ይርከብ። ኣብ ወጻኢ ድማ ንዝምድና ሕዝቢ ኤርትራን …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ውድባዊ መግለጺ ውዱብ ሓድነት ኤርትራውያን ብመኽንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ

ውድባዊ መግለጺ ውዱብ ሓድነት ኤርትራውያን ብመኽንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸበርካ ሓፋሽ ህዝብና፣ ባሕቲ መስከርም ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፣ ምልክት ኒሕን ሓቦን፣ መድረኽ ሕራነን ንመግዛእቲ ዘይተምበርካክነትን ፡ ምልክት ኩልንተናዊ ቃልስን ኢያ። ህዝብና እቲ ንዘመናት ዝደለዮ ምምላስ ናጽነቱን ክብረቱን፣ ካብ መግዛእቲ ናብ መግዛኣቲ ምስ ተሰጋገረ፣ ብሰለማዊ ቃልሲ ከረጋግጾም …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ንስስን ክንሕይል፡ ንጽቡቕና ንሞጉስ ንሕመቕና ንመንቑስ

ንስስን ክንሕይል፡ ንጽቡቕና ንሞጉስ ንሕመቕና ንመንቑስ   ሰባት ኣሽምባይዶ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታን ኣተሓሳስባን ተጠርኒፎምን ንናይ ሓባር ዕላማ ክቃለሱ ዝወሰኑን፡ ካብ ሓንቲ ማህጸንን ስድራቤትን ዝተወልዱን ብሓባር ዝነብሩን ሰባት እውን ኣብ እዋን መግቢ፡ ድቃስን ካልእ ዕለታዊ፡ ተግባራትን ምኹራይን ምጉናጽን ከርእዩ ንቡር ኢዩ። ይኹን እምበር እታ ካብ ሓደ ኣቦን ኣደን ብምውላዶም ዘይትብተኽ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ኣብ ከተማ ዓዲ–ግራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታት ኣብ ከቢድ ሽግር ከምዘለው ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና የራጋግጽ።

ኣብ ከተማ ዓዲ–ግራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታት ኣብ ከቢድ ሽግር ከምዘለው ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና የራጋግጽ። ኣብ ከተማ ዓዲ–ግራት ዝርከቡ ዜጋታትና ኣብ ርእሲ’ቲ ኣብ መላእ ትግራይ ተነቢሩ ዘሎ ዕጽዋን ክባን፡ ኣብ ልዕሊ እዞም ዜጋታት ዝወርድ ዘሎ ድርብ ኣደራዕ ዝኸፍአ ምዃኑ ዜጋታትና ብምረት ይገልጹ ኣለው። ቅድሚ ክልተ ዓመት ማለት ኩናት ቅድሚ ምውላዑ …

ዝተረፈ ኣንብቡ