ሮቡዕ , 28 መስከረም 2022
ሓደሽ ትሕዝቶ

ሓድሽ

ስዑዲ ዓረብ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቐጠር ኣንቢራቶ ዝጸንሓት ናይ ምድርን ባሕርን እገዳታት ኣልዒላ ዳግም ክትከፍቶ ምዃና ኩዌት ሓቢራ።እዚ

ስዑዲ ዓረብ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቐጠር ኣንቢራቶ ዝጸንሓት ናይ ምድርን ባሕርን እገዳታት ኣልዒላ ዳግም ክትከፍቶ ምዃና ኩዌት ሓቢራ።እዚ ስጉምቲ ቅድሚ እቲ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝካየድ ዋዕላ ወሽመጥ ዓረብ’ዩ ዝኸውን ዘሎ።ብመሰረት ሓበሬታ በዓል ስልጣን ኣሜሪካ፡ ክልቲኣን ሃገራት ነቲ ዘይምስምማዕ ዘኽትም ስምምዕ ክፈራረማ ምዃነን ኣፍሊጡ።ቅድሚ ሰለስተ ዓመትን ፈረቃን ቐጠር ንግብረ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክቕጽል ተወጢኑ ዝነበረ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ሱዳን ካብ ምስታፍ ስለዝቦኸረት ተሰሪዙ።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክቕጽል ተወጢኑ ዝነበረ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ሱዳን ካብ ምስታፍ ስለዝቦኸረት ተሰሪዙ።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክቕጽል ተወጢኑ ዝነበረ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ሱዳን ካብ ምስታፍ ስለዝቦኸረት ተሰሪዙ።ኣብቲ ን3ን 4ን ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ዝተወጠነ ዘተ፣ ወኪልቲ ግብጺ፣ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እኳ እንተተረኽቡ፣ ወኪሉ ሱዳን ግና ብዘይዝኾነ ቅድመ ሓበሬታ ኣይተረኽበን። ሱዳን ካብዚ ዘተ ዝቦኸረትሉ ምኽንያት ኣይተፈልጠን ።ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብዚ እዋን’ዚ ብሰንኪ’ቲ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ብ14 ሕዳር ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣስመራ ሚሳይላት ዓሊቡ.

ከም መቐጸልታ ናይቲ ትማሊ ዓርቢ 13 ሕዳር፣ ኣብ ዶባት ናብ ዝርከባ ቁሸታት ዝጀመረ ደብዳብ፣ ብ14 ሕዳር ድሕሪ ቀትሪ’ውን ኣብ ኣስመራ ሚሳይላት ዓሊቡ። ዛጊት ክልተ ሚሳይላት ኣብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ከምዝዓለበ ክረጋግጸ እንከሎ፣ ተወሳኺ ደብዳብ ክስዕብ’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ህዝቢ ተረቢሹ ምህላዉ ምጭታትና ይሕብሩ። ድምጺ ክልተ ሚሳይላት’ውን ከምዝተሰምዐ ዝጠቐሱ ምንጭታት ኤርትራ፣ …

ዝተረፈ ኣንብቡ