ሶሉስ , 6 ታሕሳስ 2022
ሓደሽ ትሕዝቶ

ሓድሽ

ኣብ ኤርትራ ክሕከሙ ዝጸንሑ ዝቆሰሉን ዝሰንከሉን ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ኣብ ኤርትራ ክሕከሙ ዝጸንሑ ዝቆሰሉን ዝሰንከሉን ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ትማሊ ዕለት 28/ሕዳር/2022 ኣብ ኤርትራ ክሕከሙ ዝጸንሐ ዝቆሰሉን ዝሰንከሉን ሰራዊት ኢትዮጵያ ብመስመር ኦምሓጀር-ሑመራ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እዞም ብ 30 መካይን ተጻዒኖም ናብ ሃገሮም ናብ ጎንደር ዝኣተው ስንክልናኦም ፍኹስ ዝበለ ክኸውን ‘ንከሎ፡ እቶም ብኸቢድ ዝሰንከሉ ብነፈርቲ ደብረዘይቲ ተላኢኾም ኣለው። ኣብ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ውሓኤ (ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን)

ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ውሓኤ (ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን) መእተዊ ኤርትራ ኣብ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ቦታ ሴሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ ትርከብ። ብምብራቕ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብምዕራብን ሰሜንን ምስ ሱዳን፡ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፡ ብደቡባዊ ምብራቕ ምስ ጁቡቲ እትዳወብን ቡዙሓት ደሴታት ዝሓቖፈትን ሃገር እያ። ካብ ሴሜናዊ ጫፍ ራስ-ቄሳር ክሳብ ደቡባዊ ጫፍ ራስዱሜራ ዝዝርጋሕ ገማግም ቀይሕ-ባሕሪ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራያን። ብዛዕባ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ዝተበጽሐ ናይ ሰላም ስምምዕ።

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራያን። ብዛዕባ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ዝተበጽሐ ናይ ሰላም ስምምዕ።

ዝተረፈ ኣንብቡ

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብጉዳይ ምእሳር ካህናት ካቶሊካዊት  ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ።

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብጉዳይ ምእሳር ካህናት ካቶሊካዊት  ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ። ስርዓት ውልቀ-መላኺ ኢሰይስ ኣፈወርቂ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ካብ ዝድይብ 31 ዓመታት ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ሓደ ሰብ ዝመልኮ ጉጅለ ኣብ ስልጣን ንኽጸንሕ ዘይፍንቅሎ እምኒ የለን። ንኹሉ ትካላውን ሕጋውን ኣሰራርሓታት ክብትንን ከማስንን ድቃስ ስኢኑን ኣሎን። ስልጣን ብግዝያውነት ብምሓዝ፣ ንኩሉም ንሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ዝኣስሩ ማሕበራዊ …

ዝተረፈ ኣንብቡ