Articles

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኲናት ደው ንኽብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ኲናት ደው ንኽብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ ኣብ መቐለ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት፡ ኵናት ንማንም ስለዘየርብሕ፡ ብዝቐልጠፈ ደው ክብል ብጭርሖታቶምን ድምጾምን ተማሕጺኖም። ማሕበረሰብ ዓለም ከኣ ነዚ ኵናት እዚ ንምዕራፍ ተርኡ ክጻወት ጸዊዐም። እቶም ስደተኛታት ጉዳዮም ኣቓልቦ ክወሃቦ እውን ሓቲቶም ኣለዉ።ኣብ ትግራይ ኣብ ኣርባዕተ መዓስከራት፡ …

Read More »

መግለጺ ዉድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጲያ

ዉድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ንህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብደቒቕ ክንከታተሎ ጸኒሕናን ኣለናን። እዚ ሕጂ ተኸሲቱ ዘሎ ኣዕናዊ ኲናት ንኢትዮጲያ ጥራይ ዘይኮነ ንሃገርናን ንመላእ ዞባናን ናብ ኣዝዩ ሓደገኛ ናይ ጥፍኣት ጎደና ዝሸምም ምኻኑ ብሩህ እዩ። ሳዕቤን ናይዚ ኲናት ኣብ ልዕሊ ሕብረትሳባት ናይዚ ከባቢ ሰፍ ዘይብል ንዋታውን ሰብኣዉን ክሳራ ከስዕብ ከምዝኽእል ዝሰሓት ኣይኮነን።  …

Read More »