ሮቡዕ , 28 መስከረም 2022
ሓደሽ ትሕዝቶ

ብ14 ሕዳር ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣስመራ ሚሳይላት ዓሊቡ.

ከም መቐጸልታ ናይቲ ትማሊ ዓርቢ 13 ሕዳር፣ ኣብ ዶባት ናብ ዝርከባ ቁሸታት ዝጀመረ ደብዳብ፣ ብ14 ሕዳር ድሕሪ ቀትሪ’ውን ኣብ ኣስመራ ሚሳይላት ዓሊቡ። ዛጊት ክልተ ሚሳይላት ኣብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ከምዝዓለበ ክረጋግጸ እንከሎ፣ ተወሳኺ ደብዳብ ክስዕብ’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ህዝቢ ተረቢሹ ምህላዉ ምጭታትና ይሕብሩ። ድምጺ ክልተ ሚሳይላት’ውን ከምዝተሰምዐ ዝጠቐሱ ምንጭታት ኤርትራ፣ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

ኢድ ኣእታውነት ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣጥቢቅና ንኹንን!

ውግእ ብቀጥታ ናይ ደቂ-ሰባት ህይወት ዝቐዝፍ ናይ ጥፍኣት ስራሕ እዩ። ምስኡ ንሂወት መቐጸሊ መነባብሮ ዝዀነ ኩሉ የዕኑ። ሰላምን ቅሳነትን ሕብረተሰብ ከሊኡ ናብ ጥምየትን ስደትን ዘቃልዕ ተግባር እዩ። ዘዕኑ እምበር ዝሃንጽ ኲናት የለን። ብምዃኑ ውግእ ንኸይክሰት ሓያል ቃልሲ ይሓትት።  ህዝቢ ኤርትራ ልዕሊ ማንም ህዝቢ ውግእን ወረ ውግእን እንታይ ምዃኑ ጽቡቕ ገይሩ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

መድረኻዊ ጻዊዔት፡

መድረኻዊ ጻዊዔት፦ ህዝቢ ኣብ ጉዳዩ ተዓዛቢ ክኸውን ኣይግባእን!! ኲናት ኣብ መንጎ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈወርቅን መንግስቲ ትግራይን ክብሃል ብዝኽእል ብኹሉ መኣዝን ተወሊዑ ኣሎ። ህዝቢን ሰራዊትን ዳግም ይሃልቁ ኣለው። ንብረትን መሰረተ ልምዓትን ይዓንው ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራን ህዝብ ትግራይን እና ተሃደኑ ገንሽል ናይ ሓደ ብዂናት ዝሰኸረ ሓሳድ መራሒ ኮይኖም ኣለው። ስርዓት ኢሰያስ ኣብ …

ዝተረፈ ኣንብቡ

Six Eritrean Opposition Organizations Joint Press Release on the Current Border Crossing Ethiopian Army to Eritrea

Six Eritrean Opposition Organizations Joint Press Release on the Current Border Crossing Ethiopian Army to Eritrea The tyrant, dictatorial regime of Afwerki and his ruling clique in Eritrea have persisted practicing their unjust policies against our people aimed at subjugating, humiliating, and depriving the people of Eritrea of their basic …

ዝተረፈ ኣንብቡ