ሓሙስ , 7 ሓምለ 2022
ሓደሽ ትሕዝቶ

መግለጺ ፖሎቲካዊያን ሓይልታት ኤርትራ

መግለጺ ፖሎቲካዊያን ሓይልታት ኤርትራ: ኣብ ልዕሊ ይኩሬን ብሩስያ ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ወራር ኲናት: ከምኡ ውን ብሕቡራት ሃገራት ንዝቐረበ ናይ ሃገራት መርገጺን ውሳነን ድምጺ: ስርዓት ህግደፍ ምስ ከምኡ ዝኣመሰሉ ውልቀ ምልካውያን ስርዓታት ሓምሻይ ርእሱ ናይ ወራር ደገፍ ኣብ ጎኒ ሩስያ ጠጦው ብምባሉ: ንሃገርና ኤርትራ ጽባሕ ንግሆ ከም ‘ደገፊት ወራር’ ብዝብል ምስሊ ክድውና ዝደሊ ዘሎ ስርዓት: ፖሎቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ነዚ ኣመልኪቱ መግለጺኡ የነጽር