ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ትራምፕ ሓድሽ መግለጺ ኣውጺኡ።

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ትራምፕ ሓድሽ መግለጺ ኣውጺኡ።ዶናልድ ትራምት ትማሊ ሰንበት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ን’2024 ን’ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ከም’ዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ።

ትራምፕ ነዚ ድሕሪ ምባል ነዚ ዘኹነሉ ነታ 3ይቲ ፓርት ብሙቓምን ነታ ሓዳስ ጉጅለ እትሰርሖ ዴሞክራሲ ንምጭባድ ነብሉ ኣወፍዩ ከም ዝሰርሕ ኣምሊጡ

እዚ ሓሳብ’ዚ ድማ ካብታ ካብ white house ዝወጻላ መዓልቲ ጀሚሩ ከምዘቖሞን ነቲ Ripuplical Part በቲ ሓድሽ ፓርቶ ተቖጻጺሪ ን’ኣብ 2024 ዝካየድ ምርጫ ከኣቱን ንነብሱ ድማ ከም ቀንዲ ኣባል ናይ ሳልሳይ campain ን’white house ክኸውን ሙኻኑ ተዛሪቡ፡፡

ትራምፕ ድማ ነቲ ጉዳይ”ቅድሚ 4 ዓመት ብሓንሳብ ጀሚርናዮ ጌና ውን ኣይተወደአን”ኢሉ ነቲ ኣብ 2016 ዝተጀመረ Campain ድሕሪ ምግላጹ “ጌና ክንዕወት ኢና ዘጠራጥር ወልሓደ የብልናን ሃገርና ኣሜሪካ ውን ዝበለጸትን ዝሓየለትን ክንገብራ ኢና ድሕሪ ምባል ሓድሽ part ከምዘይኮነን Ripuplican part ውን ኣለና፡ሓቢሩን ተዛሚዱን ድማ ካብ ዝሓለፈ ዝሓየለ ክኸውን ኢዩ ክብል ኣብ መደርኡ ኣስሚዑ።

ኣብ መወዳእታ ንፕረዚደንት ባይደን ዘስምዕ ወቐሳ ድሕሪ ምልዓሉ ባይደን ካብ ዝሓለፉ ኩሎም ናይዚ ዘመን ፕረዚደንትታት እታ ዝሓለፈት ወርሒ ኣብ ታሪኹ ሓደገኛን ዝኸፍአትን ወርሒ’ያ ክብል ወቐስኡ ኣስሚዑ።